ቋንቋጀርመንንቁጽርንስልጠናንሓገዝን
ሕቶታትዕዮ-ገዛ;ምድላዋትንፈትና; ሕቶናይስራሕ;ምጹናክንተሓበረኩምንክንሕግዘኩምድልዋትኢና።
ጸወታታትንኢደስርሓትን
ውላድካብ3 ክሳብ12 ዝዕድሚኡኣለኩም’ዶ፣ምስካልኦትህጻናትክጻወትንዝተፈላለየኢደስርሓትክሰርሕንድሌትእንተሃልይኩም; ናባናክትመጹብኽብሪንዕድመኩም።
ናይዓለባኢደጥበብ
ክዳውንቲክትስፍዩንክትሰርሑንትደልዩ’ዶ፣ኣብዚዝተፈላለየሓገዛትንሃናጺሓሳባትንክትረኽቡትኽእሉኢኹም።
ናይዝርርብእዋንንስደተኛታትንተሓባበርትን
ዝተፈላለየሕቶታትንኣብነት፦
ናይውሳኔ; ደብዳቤትካብJobcenter; መንበርገዛ; ጥዕና; ኣብጉዳያትህጻን;
ምጹናከነአንግደኩምድልዋትኢና።
መሰረታዊናይቋንቋስልጠና
ክትመሃሩትደልዩ’ዶ፣እዚስልጠናምስናይኣደቋንቋተዛረብቲዝካየድእዩ።
ሓበሬታብዛዕባምድላይመንበርገዛ
ንምድላይገዛኣብባምበርግዘድሊሓበሬታንምኽርን
ናይዝርርብእዋን
ንደለይቲዑቕባክትሕግዝትደልይ’ዶ፣ዝተፈላለየንጥፈታትንስርሓትንምስኦምከተካይድትደልይ’ዶ፣ብዙሕተኽእሎታትንባይታንኣጣጢሕናንጽበየኩምኣለና።